Author Archives: habtomkid

About habtomkid

I love to think and write about Freedom ,Love ,Friendship and Art

10 ነጥብታት መምዘኒ ጽሩይ ኤርትራዊ

መን እዩ ኤርትራዊ ? ንነብሰይ ደጋጊመ ይሓታ .. .. ኩሉ መንነት ናይ ኤርትራ ኣብ ማሕፍዱኡ ዝዓቀበ ሰብ፡ ”ኤርትራዊ’ዩ” ምባል ንከይደፍር፡ ብመንጸር ዜግነታዊ መሰሉ ኣገናዚበ፡ ኣይደምደምኩዎን ። ሓደ ዜጋ፡ ኣብቲ ንልዕሊ 50 ዓመት ዝተገብረ ፖሎቲካዉን ዕጥቃዉን ቃልሲ፡ ዝረአን ዘይረአን ኣበርኩቶ ፡ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment

እንታይ ‘ስከ ነይርዎ!?

ያ ሳሚ! ካብ ኩልና ንሓዴና ሰሚዕካና ኔርካ እንተትኸውንስ  እንታይ’ስከ ኔርዎ!? ሕጂ ልክዕ ፍርቂ ለይቲ አዩ ዘሎ። ከመይ ኣምሲኻ ድየ ዋላስ ከመይ ሓዲርካ ኢለ ኢየ ክጅምር፡ ኣይርዳኣንን ዘሎ። ካንሸሎና ኩላ ደቂሳ ጸጥ ኢላ እያ ዘላ። ካብ ካንሸሎና ወጻኢ ግን፡ በዓል ኣይግዳዶም … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment

ኣቕርቦ መጽሓፍ

ብዛዕባ ኣኳውና ደብዳቤታት ሰይጣን ብዳንኤል ሰመረ ተስፋይ ካብ መወዳእታ ነሓሰ ጀሚሩ <ደብዳቤታት ሰይጣን> ዝተሰየመት መጽሓፍ ደሪሰ፡ ኣሕቲመ ናብ ኣንበብቲ ምዝርጋሕ ጀሚረ ኣሎኹ። እቲ ኣርእስቲ‘ቲ መጽሓፍ ኣሰንባዲ እዩ። ቈራቢ ኣማኒ እየ ከም‘ዚ ዝኣመሰለ መጽሓፍ ብኢደይ ኣይትንክፍን! ኢሎም ዝብርግጉን፣ ከም‘ዚ ዝኣመሰልዎ መጽሓፍ … Continue reading

Posted in ስነ - ጥበብ | Leave a comment

ኣብ ጽባሕ እታ ዕለት

ኢድካ ታኣሲሩ ኩሩንኩሪት ‘ህህ’ ተበሉኻ ብኩርኒዒት እንተመኸሩልካ ለይትን ቀትርን እንተደርበዩልካ እምንን በትርን ኣይበልካ ዳሓን ክትል ክትል ኣይተስግል ሕደግ ኣይትስፍልል . . በየነ ሃይለማርያም ( ‘ከም ቆሎ መሸላ ‘ ካብ እትብል ግጥሚ ዝተጨፍጨፈ ) ሎሚ ጽባሕ ናይታ ትማሊ ንመበል 11 ዓመታ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment

ቤተ-ቕርሲ ኣብ ዉሽጢ ቕርሲ

‘’ተራ ሓሳብ ኣይንሕሰብ ተራ ስራሕ ከይንሰርሕ’’ ጉጅለ ፕሮጀክት ሽዳ ብግርማይ ዮዉሃንስ ዓሰርተ ሓደ ተማሃሮ ኮሌጅ ኢ.ኣ.ቲ(collage E.I.T) እዮም። ሳባ ተኸስተ፡ ዓንደብርሃን ሃብቶም፡ ፊልሞን የማነ፡ ናትናኤል ተስፋማሪያም፡ ረዴት ሃብተማሪያም፡ ሻም ምኪኤል፡ ተስፋዝጊ ወልደጼን፡ ተወልደብርሃን ወልደሚካኤል፡ ወደብ ወልደእግዚኣብሄር፡ ሓሺም እድሪስ፡ ቴድሮስ ሃይለ … Continue reading

Posted in Uncategorized | 2 Comments

20 ጥቕስታት ካብ መጽሓፍ ‘’ድኳን ትበርህ’’

’ኣጆኻ ኣነ ኣብዚ ከትርፈካ እየ፡ ንስኻ ድማ ምሳኻ ሒዝካኒ ኺድ፡’’ ‘’. . . .ብዙሕ ድምጺ ኣይሰምዐን፡ ዝባና ዝቀለዐት ሰሚራ ካብቲ ጸልማት ዉሻጠ ናብ ሙሉእ ኣካላቱ ተኻዕያቶ። ሽታ ጎቦታትን ስንጭሮታትን ንኣፍንጭኡ ሰርሲሩ ክኣቱ እንከሎ ተሰሚዕዎ። ብጸሓይን ብንፋስን ዝተረረ ከናፍራ ምስ ከናፍሩ … Continue reading

Posted in ስነ - ጥበብ | 3 Comments

ንምንታይ እጽሕፍ፣ ብኸመይከ?

ብበየነ ሃይለ ነዚ ሕቶ ንሰብ ዘይኰነስ ንነብሰይ ኢለ’የ ክቃለሶ ክፍትን። እቶም ነዚ ክጽሕፍ ዝሓተቱኒ ሰባት፣ ንኣንበብቲ መጽሔቶም ዘርዊ ጽሑፍ ክረኽቡ ብውሽጢ ልቦም ስለዝምነዩ፣ የንውሓልና’ዶ ይሕጽረልና! የመቅሮ’ዶ የምጽጾ! ሸውሃት ኣንበብትና የጕድም’ዶ የብልሕ እንዳበሉ እንተ ተሻቐሉ ኣየኽፍኣሎምን። ኩሉ ቀራብ መጽሔት ድቃስ ዝስእነሉ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment