About

ኩቡር ኣንባቢ

ኣቀዲመ  ናብዚ ገጽ ብምብጻሕካ/ኪ ከመይ ባህ ኢሉኒ ከምዘሎ ክገልጸልካ ይፈቱ ። ብዘይ ቀልዓለም ድማ  እንቓዕ ዳሓን መጻእካ/ኪ

እዛ ERIUP  ኢለ ስይመያ ዘሎኹ ብሎግ ፥ካብ ተራ ናይ ምጽሓፍ ባህገይ ዝነቀለት ስለ ዝኾነት ናብ ፍሉያት ኣንበብቲ ጥራይ ዝስሕቅ ገጽ ፡ ፍሉይ ዕላማ ፥ ሕብሪ ፡ እተተኩሮሎም ዛዕባታትን  ጉዳያትን ይብላን ።

ምናልባት ብሓደ ኣብ ስደት ዝቅመጥ ኤርትራዊ መንእሰይ ትዳሎ ብምህላዋ ግና ፡ ካብ ባህሊ ፡ ቓንቓ ፡ ታሪኽ  ፡ መንነት ፡ ሙዚቓ ፡ ግጥሚ ፡ ስእሊ ፡ መጽሓፍ ፡ ፊልምን ቕዲ ሂወትን ኤርትራ ክትወጽእ ከምዘይኮነት የራጋግጸልካ/ኪ ።

እንደገና ናብዚ ገጽ ብምዝዋርካ /ኪ ባህ  ከም ዘበለኒ ይገልጸልካ/ኪ !

ሰናይ ንባብ !

ሰሰናዩ !

//

//

Advertisements

6 Responses to About

  1. yabal says:

    ሰናይ ምጅማር የግበረልካ ንክትቅጽሎ ከኣ የተባብኣካ ።

  2. frezgi says:

    ናይ ብሃኪ የድንቀካ ሰናይ ተበጉሶ ንኪትቅጽሎ ድማ ኣምላክ ይሓዝካ።

  3. menkemel says:

    ክቡር ጸሓፊ/ት፣
    ድሕሪ ልዑል ምስጋና ንጻዕርኻ/ኺ– ኣብ ሰዋስው ዝርአ መሰረታዊ ጌጋታት መአረምታ ምስ ዝግበረሉ ንክብረትን ተኣማንነትን እቲ ሓሳባት ዘዕቢ ኵይኑ እስማዓኒ። ኣብነት ንምጥቃስ፣
    1. እቲ “ኣነ ይብል” ዝብል ብ “ኣነ እብል” ክእረም ኣሎዎ።
    2. ኣቀዲመ ናብዚ ገጽ ብምብጻሕካ/ኪ ከመይ ባህ ኢሉኒ ከምዘሎ ክገልጸልካ/ኪ እፈቱ ። ብዘይ ቀልዓለም ድማ እንቛዕ ደሓን መጻእካ/ኪ ፡ ርኸብ/ቢ ኣይትስኣን/ኒ ፡ኣይትጋየሽ/ሺ ናብ ቤትካ/ኪ ኢኻ/ኺ ኣላጊስካ/ኪ ዞሎኻ እብለካ/ኪ። ሽሕ’ዃ እቲ ሓሳባት ርዱእ እንተዅነ ግን ከም ናይ መጀመርያ ዓዳሚ ሓሳብ ናብ ቀንዲ ትሕዝቶ ንኽልቲኡ ጾታ ዘማእኸለ እንተዝዅውን።
    እቀኒየለይ

  4. Samuel N. says:

    I think this will look better on your banner, yours is stretched.

  5. habtomkid says:

    Hi Sami i like your idea..it is really amazing.
    But….
    more amazing is your dedication to do that.
    Kbret yhabeley zhawey.
    Ms lul akbrot.

  6. stefanos temolso says:

    እንተ ዘይተጋግየ ናብ ኤሪኣፕ ሎሚ ካልኣይ መዓልቲ እበጽሕ ኣለኹ። ኣብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ መን እያ? መዓስከ ጀሚራ። ኣብ ዝብል ሕቶ ጥራይ ብምትኳር ኣዳላዊ መን ምዃኑ ክፈልጥ ጥራይ ጽዒረ። ሎሚ ደሓን ይእቶ ሃደ ረዘነ ደርማስ ዝብሃል ናይ ፈይስቡክ ዓርከይ ካብ ዘይተነበት መጽሓፍ ትብል መጽሓፍ ኣብ ኤሪኣፕ ዝሰፈረ ትሕዝቶ ምስ ለኣኸለይ ዳግማይ ክረኽባ ክኢለ። ኣዝያ ኣገዳሲትን ምስ ኵነታተይ ትኸይድ መርበብ ሓበሬታ ምዃናን ድማ ተገንዚበ። ብዝኾነ፡ ኣዳላዊኣ/ታ መን እዩ/እያ ብዘየገድስ ክስዕባን ክከታተላን ምዃነይ ንዝምልከቶ ኣካል ብትሕትናን ብወግዕን እሕብር ኣለኹ። ምስ ኣዳላዊ/ት ክላለ ግን ምደለኹ ነይረ። ስለዚ፡ መልሲ ክጽበ እየ። ኣድራሻይ፡ stefanos temolso (face book)

Leave a Reply

Fill in your details below or click an icon to log in:

WordPress.com Logo

You are commenting using your WordPress.com account. Log Out / Change )

Twitter picture

You are commenting using your Twitter account. Log Out / Change )

Facebook photo

You are commenting using your Facebook account. Log Out / Change )

Google+ photo

You are commenting using your Google+ account. Log Out / Change )

Connecting to %s