Monthly Archives: June 2013

20 ጥቕስታት ካብ መጽሓፍ ‘’ድኳን ትበርህ’’

’ኣጆኻ ኣነ ኣብዚ ከትርፈካ እየ፡ ንስኻ ድማ ምሳኻ ሒዝካኒ ኺድ፡’’ ‘’. . . .ብዙሕ ድምጺ ኣይሰምዐን፡ ዝባና ዝቀለዐት ሰሚራ ካብቲ ጸልማት ዉሻጠ ናብ ሙሉእ ኣካላቱ ተኻዕያቶ። ሽታ ጎቦታትን ስንጭሮታትን ንኣፍንጭኡ ሰርሲሩ ክኣቱ እንከሎ ተሰሚዕዎ። ብጸሓይን ብንፋስን ዝተረረ ከናፍራ ምስ ከናፍሩ … Continue reading

Posted in ስነ - ጥበብ | 4 Comments

ንምንታይ እጽሕፍ፣ ብኸመይከ?

ብበየነ ሃይለ ነዚ ሕቶ ንሰብ ዘይኰነስ ንነብሰይ ኢለ’የ ክቃለሶ ክፍትን። እቶም ነዚ ክጽሕፍ ዝሓተቱኒ ሰባት፣ ንኣንበብቲ መጽሔቶም ዘርዊ ጽሑፍ ክረኽቡ ብውሽጢ ልቦም ስለዝምነዩ፣ የንውሓልና’ዶ ይሕጽረልና! የመቅሮ’ዶ የምጽጾ! ሸውሃት ኣንበብትና የጕድም’ዶ የብልሕ እንዳበሉ እንተ ተሻቐሉ ኣየኽፍኣሎምን። ኩሉ ቀራብ መጽሔት ድቃስ ዝስእነሉ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment

ንዑ’ባ’ታ ንዘቲ

   ብሶፊያ ማህደረ ከመይ ከመይ ዳኣሉ እዚ ጉዳይ፡ ወረ ከመይ ከመይ ኢዩ እዚ ነገር? ኦ ሰማእቲ፡ ንዑ’ባ ሓንሳብ ንዘቲ ። ሃገር አምበር ተገዲዓ። እቶም ሕድሪ ኣሰኪምኩም ዘፋነኽሞምስ በሉ ኣይግድን። ፋሕ ብትን ኣቢሎምና።ፋሕ እምበር ኢልና’ታ! ረጊጽናኩም’እምበር ወጺእና።  ኦ,,,ሰማእቲ፡ ናዓና ዲኹም ክትዕዘቡስ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment

ዘዕበናዮም ነኣሽቱ ዲክታቶራት

ሽሻይ ገብረሃንስ መልክዕ ኣነባብራና ንሓደ ካብ ስድራቤትና ብፍላይ ንኣቦ ወይ ድማ ንዓቢ ሓው ሳሕቲ ድማ ንሓፍቲ ክትምእዘዝ ብዝብሉኻን ዝሓስቡልካን ኪትከይድ ዝድርኽ ኮይኑ ጸኒሑን ኣሎን። እዚ በቲ ዝዓበናሉ መለክዕን ኣመለኻኽታን ኣወንታዊ ኮይኑ ዝበዝሕ ሕብረተሰብና’ውን ይቕበሎ። ብገለ ምኽንያታት ነቲ ካብ ኣቦ ወይ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment