Monthly Archives: May 2013

ፍጹም ዘሚኪኤልን ናይ ሙዚቃ ዓለሙን

  ድምጻዉን ጸሓፊ ሕድማን ዝኾነ ፍጹም ዘሚኪኤል፡ ሓደ ካብ ሳልሳይ ወለዶ ሙዚቀኛታትና’ዩ።  ካብ ፈለምኡ ናተይ ዝብሎ ዕሊ ኣዘያይማ፡ ህርመት ፡ ቅዲ፡ ስነ-ጥበባዊ ቓንቃን ምንቅስቃስን ሒዙ’ዩ ናብ ዓለመ ሙዚቃ መጺኡ። ኣብ ቦኽሪ ፍርያቱ ድማ ኣመና  በሪኹ ተራእዩ። ኣበጋግስኡ ጥራይ፡  ናብቲ ዝራሓቀ … Continue reading

Posted in ስነ - ጥበብ | 7 Comments