Monthly Archives: March 2013

ጸሓይ ኣብ ዓዱኹም ኣላትኩም ዶ?

ኣንታይ  ዝበልዎ  ዓሻ  ሕቶ’ዩ  እዚ ! ወላ  ንሓደ ካብ  ኣላስካ  ዝመጸ ወዲ  ኣስኪሞ  ‘ዉን  ከምዚ ዓይነት  ጥያቀ  ምቅራብ  ኩልኩል  ሙኻኑ  ዘይ ፈልጥ  ኣሎና? ነዚ  ዝመስል  ሕቶ  ዘቅርብ  ድማ  ንስሙ  ኣብ  ሊስታ  ናይ  ዝዓሸዉ  ሰባት  ብምስፋር  ጥራይ  ዝሓልፈሉ   ኣይኮነን ። … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment