Monthly Archives: February 2013

ኤርትራ እታ ዘይተነበበት መጽሓፍ(2ይ ክፋል)

”ዘይንብብ ህዝቢ መሰሉ ኣይፈልጥን’ዩ። ሓርነቱ’ዉን ጎዶሎ’ዩ። ሕሉፍ ታሪኹ ብዝግባእ ዘይፈልጥ ወለዶ፡ ሃገር ክርከብ ዓቅሚ የብሉን። ዝኾነ ዜጋ መሰሉ ክሓትት ዝኽእል፡ ክፍልጥ ምስ ዝኽእል ጥራይ’ዩ።” ኩቡራት ኣንበብቲ Eri-Up ብሎግ፥ ከመይ ኢልኩም ቀኒኹም። ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ናይዚ ብደራስን ጋዜጠኛን ተስፋዮ ገብራኣብ ዝተጻሕፈ’ሞ … Continue reading

Posted in Uncategorized | 4 Comments

መዓልቲ ፍቁራት

ዓመት መጸት ኣብ  14 ለካቲት፡ ዕምበባታት፡ ሕብስትን ህያባትን ኣብ መላእ ዓለምና ብዝርከቡ ፍቁራት ብሰም ቁዱስ ቫላንታይን ይላዋወጡ። እዚ ቁዱስ ቫላንታይን ዝተባህለ ምስጢራዊ ግን መን’ዩ? እዞም ልምድታት ከ ብኸመይ ዝመጹ ይኾኑ? ነዚን ካልእን ዝተናኽፍ ፡ ብዛዕባ ታሪኽ ኣበጋግሳ ናይዚ ናይ ዘመናት … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment