Monthly Archives: July 2012

ካብ ኣድጊ ዝደለየስ ኣድጊ ዝበለ !

እዛ  ቢሂል  ካብዚ እያ እትብገስ . . . . . ሓደ  ሚስኪን  ሓረስታይ  ቀዉዑ  ቀዲሉ  ምእኩትን ህጡርን  ፍርያት  ምስ  ሓፈሰ  ፡  ኣእኻሉ ናብ ዕዳጋ  ዘዉርደሉ ኣድጊ  ክልምን  ናብ  ሓደ ኣድጊ ዝነበሮ ወዲ ዓዱ ይኸደልኩም ። ”ከመይ ኢላትኩም ኣምሰኹም ” ኢሉ … Continue reading

Posted in መነቃቅሒ | 1 Comment

ቅልዕቲ ደብዳበ ናብ ኢሰያስ ጸጋይ

ዝኸበርካ  ኢሰያስ ስለምንታይ ነዛ  ደብዳበ  ይጽሕፈልካ  ኣሎኹ  ኣይርዳኣንን’ዩ  ዘሎ  ። ስምባደ  ዝነዉነዎ  ባሕሪ ከብደይ እንከዕለብጥ፡ ዝደፈኦ ንብዓት ግን፡  ብመሳኹቲ  ኣዒንተይ  ክዞርቅ  ይደናደን  ከም ዘሎ፡  ክሓብኣልካ   ኣይደልይን’የ ። ብኣኻ’ኳ –  ናብቲ  ናሓዋሩ  እትሕባኣሉ  ሰፈር  እናኸድካ ዘይታሓጎስኩ ፡  ስሚዒተይ  ሓቢአ  ከማስን  ክቅንን  … Continue reading

Posted in ስነ - ጥበብ | 1 Comment

ዓዲ ጋና ‘ዚ መጋነዪ

ክሓተካ  እንዶ ?  ኣብዚ  ብስደት  ትቅመጠሉ  ዘሎኻ  ሃገር  ምስ  ዘሎዉ  ኤርትራዉያን  ዘሎካ  ዕርክነትን  ምሕዝነትን  ኣብ  ምንታይ   ዝተሞርከሰ  ኢዩ  ። ደቂ  ሃገርካ   ስለ ዝኾኑ  ፡  ኣብ  ሓደ  ፖሎቲካዊ  መርገጺ  ስለ ዘሎኩም  ፡ ኣብ  ሃይማኖት ወላስ  ኣብ  ዓድነትን  ኣዉራጃዉነትን  ? መልስኻ ኣብ  … Continue reading

Posted in ዛዕባ ዶ ገይርና ሓቀይ ! | Leave a comment

ኣነን ስመይን

” ኣብ ስም እንታይ ኣሎ ፡ ንጽግረዳ ወላ  ብኻልእ ስም እንተንጽዉዓ ‘ዉን  ጽገረዳ  ምሸተተት”  ሸክስፐር ኣብ  ስም  ዳኣ  ኹሉ ኣሎ ! ብዉሑድ-ዉሑዱ፥  ዉልቀ-መንነት ፡ ኣታሓሳስባና ፡ እንታይነትና ፡ ኣረኣእይና፡ ዕሽነትናን ልቦናናን ፡ጽቡቅናን ሕማቅናን ኣሎ ። መንጉስቱ ፡ ሂትለር ፡ ኢደ … Continue reading

Posted in ታሃነ ብሎግ | 1 Comment

ነልሰን ማንደላ 94 ዓመት ኣብ ነዊሕ ጉዕዞ ንሓርነት

”ሓርነት ፡ ካልኦት ብሓርነት ክነብሩ ብዘክብር መገዲ ምንባር እምበር ምቑሕ ምስባር ማለት ኣይኮነን!”  ነልሰን ማንደላ ቅድሚ 94  ዓመት ፡  ልክዕ  ከምዛ  ሎሚ ኣብ  ኣዉራጃ ትራናስኪ  ኣብ እትርከብ  ንእሽቶ   ደቡብ ኣፍሪቃዊት ቁሸት ተወሊዱ ። ኣቡኡ  መራሒ  ናይቶም ተዛረብቲ ቃንቓ  ሆሳ  ዝኾኑ  … Continue reading

Posted in መዝሙር ሓርነት | 6 Comments

ባቢሎን ካብ መጽሓፍ ናብ ፊልም

”ኤርትራ ግን ሓንቲ ሓዳስ   ገና እግራ ዘይተኸለት ሃገር’ይ ። ክእለታ ከተርኢ ፡ ባዕላ ብባዕላ ክትማሓደር  ዘይትደልየሉ እንታይ እዩ . .? ” ባቢሎን ኤርትራ  ካብ  ዝራኣየቶም ደረስቲ  ፡ ብቀሊል ቃንቓ  ዓቢ  ጉዳይ  ኣልዒሉ ፡ ህያዉያን  ጠባያት  ዝፈጠረ  ፡ ብሓይሊ  ስእለ -ኣእሙሩኡ … Continue reading

Posted in ስነ - ጥበብ, Uncategorized | Leave a comment

ኤርትራ ትረኽቦ

እንታይ  እየ  ዝሰምዕ  ዘለኹ ! ካብ  55  ሰባትሲ  ሓደ ጥራይ ዲሒኑ. . .እቶም 54 ሰባትከ ? 54 ሰባት ክብል እንከለኩ ብዛዕባ 54 ሕልሚ እየ ዝሓትት ዘለኩ ! 54 ሰባት ክብል እንከለኩ ብዛዕባ 54 ባህጊ  እየ ዝሓትት ዘለኩ ! ብቀንዱ  ድማ … Continue reading

Posted in Uncategorized | Leave a comment